×
ኣልሽ
ዛዕባ ኣምላኽን ህይወትን ዝምልከት
 ሕቶታት ንምሕታት ውሑስ ቦታ

ብዛዕባ እዚ መርበብ ሓበሬታ

EveryTemhari.com ብዛዕባ ህይወትን ኣምላኽን ሕቶታት ብነፃነት እትሓትሉ መርበብ ሓበሬታ

እዚ መርበብ ሓበሬታ ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ጽሑፋት፣ ናይ ሓቃዊ ናይ ህይወት ተመኩሮታት፣ ኣብ ህይወት ዘተኮሩ ሕቶታትን መልሶምን ዝሓዘ ኾይኑ፦ ብተወሳኺውን ብዛዕባ እግዚኣብሔር ኣብ ውሽጥኹም ዝመላለሱ ሕቶታት ክትሓትሉን መልሲ ክትረኽብሉን እትኽእልሉ መርበብ ሓበሬታ እዩ። መልሲ ሕቶኹም ናብ ውልቃዊ ኢመይልኩም ክንሰደልኩም ድሉዋት ኢና። ድሌትና ነቲ እግዚኣብሔር ዘዳለወልኩም ናይ ፍቕሪ ፃውዒት ንክትፈልጡን ንኽትቅበሉን ተቐቢልኩም ድማ ነዚ ዘደንቕ ሕብረት ሎሚ ንኽትጅምሩ ምሕጋዝ እዩ።

እዚ መርበብ ሓበሬታ ብግሬት ኮሚሽን ሚኒስትሪ- ኢትዮጵያ ዲጂታል ስትራተጂ ኣገልግሎት ዝተዳለወ እዩ።

ነቲ ካብ ምፍላጥ ኣምላኽ ዝመፅእ ህያብ ሕይወትን ፍቕርን ንኽትቅበሉ ተስፋ ንገብር። ካብቲ ልብን ኣእምሮን ወዲ ሰብ ሃረር ዝብሎ ፍቕራዊ ዕግበት ዝተመልኦ እግዚኣብሔር ዘዳለወልና ሕብረት ንላዕሊ ዘዕግብ ነገር ዋላ ሓንቲ የለን።


 ምስ እግዚኣብሄር ከመይ ገይርካ ሕብረት ትጅምር
 ሕቶ ኣለኒ……

ኣካፍል
WhatsApp Share Facebook Share Twitter Share Share by Email More